ብሞት ተቓላሳይ እዮብ ብስራት ዝተሰምዓና ሓዘን እናገለጽና ንኹሎም ተቓለስቲ ብሓፈሻ ንስድራቤቱ ድማ ብፍላይ ጽንዓት ይሃብኩም፡ ንብጻይ እዮብ ብስራት ድማ መንግስተ ሰማያት የዋርሶ። በዚ ኣጋጣሚ ድማ ንስድራቤት ናይ ሓዘኖም ተኻፈልቲ ምዃና ንገልጽ።
ኣባላት ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ
27-12-2009